መንፈሳዊ ውህበተይ እንታይ ምዃኑ ከመይ ጌረ እፈልጥ?

ሕቶ መንፈሳዊ ውህበተይ እንታይ ምዃኑ ከመይ ጌረ እፈልጥ? መልሲ ኣምላኽ ነቶም መማህራን ጌሩ ዝጸውዖም ናይ ምምሃር ጸጋ ይህቦም ፡፡ ኣምላኽ ንገሊኦም ኣገልገልቲ ክዀኑ ይጽውዖም ፡ ብህያባት ከኣ ይባርኾም ፡፡ ኮይኑ ግና ፡ ንመንፈሳዊ ውህበትና ኣነጺርና ስለዝፈለጥናዮ፡ ብካልእ ውህበትና ዘይኮነ ነገር ንኣምላኽ ካብ ምግልጋል ምኽኒት ኣይኮነናን እዩ ፡፡ ነቲ ኣምላኽ ዝሃበና መንፈሳዊ ውህብቶ ክንፈልጦ፡ ጠቓሚ ድዩ…

ሕቶ

መንፈሳዊ ውህበተይ እንታይ ምዃኑ ከመይ ጌረ እፈልጥ?

መልሲ

ኣምላኽ ነቶም መማህራን ጌሩ ዝጸውዖም ናይ ምምሃር ጸጋ ይህቦም ፡፡ ኣምላኽ ንገሊኦም ኣገልገልቲ ክዀኑ ይጽውዖም ፡ ብህያባት ከኣ ይባርኾም ፡፡ ኮይኑ ግና ፡ ንመንፈሳዊ ውህበትና ኣነጺርና ስለዝፈለጥናዮ፡ ብካልእ ውህበትና ዘይኮነ ነገር ንኣምላኽ ካብ ምግልጋል ምኽኒት ኣይኮነናን እዩ ፡፡ ነቲ ኣምላኽ ዝሃበና መንፈሳዊ ውህብቶ ክንፈልጦ፡ ጠቓሚ ድዩ ? ከመይ ደኣ! ንኣምላኽ ነገልግለሉ ኣጋጣሚታት ክሳዕ ንስእን፡ ኣብ መንፈሳዊ ውህበታት ኣመና ምድሃብ ጌጋ ድዩ ? እወ ፡፡ ኣምላኽ ንኽጥቀመልና ናብኡ እንተተወፊና፡በቲ ዘድልየና መንፈሳዊ ውህበታት ከዕጥቐና እዩ ፡፡

መንፈሳዊ ውህበትና ብብዙሕ መገዲ ክልለ ይኽእል ፡፡ ኣብ መፈተኒታት መንፈሳዊ ውህበት ምሉእ ንምሉእ ምውካል ኣየድልን እንድዩ ፡ ነቲ ውህብቶና ጽቡቕ ጌርና ክንርድኦ የኽእለና እዩ፡፡ ካብ ካልኦት ዝመጽእ መረጋገጺ እውን ንመንፈሳ ዊ ውህበትና የብርሆ እዩ ፡፡ እቶም ንጎይታ ከነገልግሎ ዝረኣዩና ካልኦት ሰባት ፡ ነቲ ከም ውሁብ ዝወሰድናዮ ወይ ከየላለናዮ ዝጸናሕና መንፈሳዊ ውህበት ብዙሕ ግዜ ከለልይዎ ይኽእሉ እዮም ፡፡ ጸሎት እውን ኣገዳሲ እዩ ፡፡ ንመንፈሳዊ ውህበትና ብልክዕ ዝፈልጦ ኣካል፡ ባዕሉ እቲ ዓዳሊ-ውህበት መንፈስ ቅዱስ እዩ ፡፡ ነቲ መንፈሳዊ ውህበትና ከምቲ ዝግባእ ጌርና ኣብ ክብሩ ከነውዕሎ ምእንቲ ፡ ነቲ ተዋሂቡና ዘሎ ከርእየና ፡ ንኣምላኽ ክንሓቶ ንኽእል ኢና ፡፡

እወ ፡ ኣምላኽ ነቶም መማህራን ጌሩ ዝጸውዖም ናይ ምምሃር ጸጋ ይህቦም እዩ ፡፡ ኣምላኽ ንገሊኦም ኣገልገልቲ ክዀኑ ይጽውዖም ፡ ብህያባት ከኣ ይባርኾም ፡፡ ኮይኑ ግና ፡ ንመንፈሳዊ ውህበትና ኣነጺርና ስለዝፈለጥናዮ፡ ብካልእ ውህበትና ዘይኮነ ነገር ንኣምላኽ ካብ ምግልጋል ምኽኒት ኣይኮነናን እዩ ፡፡ ነቲ ኣምላኽ ዝሃበና መንፈሳዊ ውህበት ክንፈልጦ፡ ጠቓሚ ድዩ ? ከመይ ደኣ! ንኣምላኽ ነገልግለሉ ኣጋጣሚታት ክሳዕ ንስእን፡ ኣብ መንፈሳዊ ውህበታት ኣመና ምድሃብ ጌጋ ድዩ ? እወ ፡፡ ኣምላኽ ንኽጥቀመልና ናብኡ እንተተወፊና፡በቲ ዘድልየና መንፈሳዊ ውህበታት ከዕጥቐና እዩ ፡፡

[English]



[ናብ ናይ ትግርኛ ገጽ ክትምለሱ እንተደሊኹም ኣብዚ ክኪክ ግበሩ/ጠውቑ]

መንፈሳዊ ውህበተይ እንታይ ምዃኑ ከመይ ጌረ እፈልጥ?

Similar Posts

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.